Discover and read the best of Twitter Threads about #ዓውኢልካምሕሳብ

Most recents (1)

#ዓውኢልካምሕሳብ

ብዛዕባ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝግበር ዘተ እንታይ ክንጥንቀቕ ይግባእ ?

ንትግራይ ወኪሎም ኣብ ጅቡቲ ዝተሳተፉ ሰለስተ መራሕቲ ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ከይዶም ኣለዉ።
ኣብ ዙርያ ድሕንነት ዞም ኣገደስቲ መራሕቲ ትግራይ ዝግበር 1/6
ፋውል ፕለይ ኣይህልን ኢልና ተስፋ ንገብር። ኣይግበርን ኢልካ ምትእምማን ግን ኣይክኣልን:: ንኣብነት ኣብ ሓደ እዋን ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ መንጎ መንግስቲ ደቡብ ኣፍሪቃ፡ መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ፕረዚደንት ሳልቫኪር፡ ጎረባብቲ ደቡብ ሱዳንን 2/6
ወሰንቲ ኣህጉራውያን ሃገራትን ብቐንዱ ኣሜሪካ፡ ብዝተገብረ ስምምዕነ መሰረት፡ ደቡብ ኣፍሪቃ ንዋና ተደራዳሪ ሪክ ማቻር ንሓያሎ ሰሙናት ኣብ ቀይዲ ኣእትያቶ ከምዝነበረት ዝፍልጥ እዩ።
ትግራይ ካብዚ ካብዝመሰለ ኩነታት ንምድሓን ግቡእ ፅንዓት 3/6
Read 6 tweets

Related hashtags

Did Thread Reader help you today?

Support us! We are indie developers!


This site is made by just two indie developers on a laptop doing marketing, support and development! Read more about the story.

Become a Premium Member ($3.00/month or $30.00/year) and get exclusive features!

Become Premium

Too expensive? Make a small donation by buying us coffee ($5) or help with server cost ($10)

Donate via Paypal Become our Patreon

Thank you for your support!