1 #Eritrea ስቱድዮታት ሙዚቃ ኣስመራ ብስራሕ ተጸሚደን። ኣፍረይትን ቐረጽትን ዓጸፋ ይሰርሑ። “ጥበበይ ንሃገረይ” ናብ ዝለዓለ ጫፍ ይድይብ። ናይ ክብታ ስምዒት ሓበን ይዓርግ። ኣዋርሕ ዝተለማመዱ ናይ ካላስተኒክስ ጥበበኛታት ስርሖም የጻፍፉ።
2 #Eritrea ክንዲ 7 ብርሃን ጸሓይ ክትደምቕ እያ 24 ግንቦት 2023። ኤርትራ፡ ሓራን ልዑላዊትን ሃገር ኮይና ካብ ትጽምብል ድሮ 30 ዓመት መሊኡ። 30 ዓመት፡ ናይ መኸተን ዓወትን ኮይኑ ሓሊፉ።
3 #Eritrea 30 ዓመት፡ ንስለ ኤርትራን ህዝባን ዝህልዉ፡ ዝነበሩን ዝሓልፉን ናይ ዓወት ኣርካናት ተፈጢሮም።30ዓመት ሕብረተሰብ ኤርትራ፡ ዘይጸዓድ፡ዘይደንን ዘይሰዓርን ምዃኑ ተመስኪሩ። ግብሪ ዝያዳ ኻልእ ቋንቋ ከም ዝስማዕ ምድረ ሓቂ ተረጋጊጹ።
4 #Eritrea 30 ዓመት፡ ሰማይ ጠቀስ ማዕብል ብጽንዓት ከም ዝስንጠቕ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ተስተመስኪሩ። መርከብ ዓወት ዝመርሕ ሓይሊ ተመልሚሉ። ንምዕራፋት ሓቂ ብቕምሶ ወይ ተስተወክሎ ንምቕራብ፡ ኤርትራውያን ኪነጥበበኛታት ተጸሚዶም ወሪሖም።
5 #Eritrea በብዓውዲ ነታ ክብርቲ ዕለት ንምጽምባልን ንምድማቕን ይሰርሑ። ዘማራይ መዝሙር ልቢ ኪዝምር ። ደራፋይ ብልቢ ህዝቢ ኪደርፍ፡ ገጣማይ ብልቢ መሬት ኪገጥም፡ ሳዕሳዓይ ብቛንቋ ልቢ ኪለሃይ፡ ...
6 #Eritrea ... ተዋሳኣይ ብጽንዓት ኪምድርኽ፡ ቀራጸይ መሰለት ኪቐርጽን ቀባኣይ ሓቂ ኪቐብእ ነቲ ልቢ ሓቂ! ነታ ሚዛን ወርቂ፡ ነታ ኩለንታ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾነ ናጽነት! ኩሉ ዓቕመይ ንዓኺ እዩ ይብላ ኣሎ፡ ክብላ እዩ ክብላ ክነብር እዩ።

• • •

Missing some Tweet in this thread? You can try to force a refresh
 

Keep Current with Tesfalem Gebreslassie mezmur

Tesfalem Gebreslassie mezmur Profile picture

Stay in touch and get notified when new unrolls are available from this author!

Read all threads

This Thread may be Removed Anytime!

PDF

Twitter may remove this content at anytime! Save it as PDF for later use!

Try unrolling a thread yourself!

how to unroll video
  1. Follow @ThreadReaderApp to mention us!

  2. From a Twitter thread mention us with a keyword "unroll"
@threadreaderapp unroll

Practice here first or read more on our help page!

More from @MezmurBest

May 14, 2022
2 #Eritrea ካብ መዘክር ጽሑፍ ኣብ ቅንያት ናጽነት
“ማህጸን ኣደታትና ብሩኽ እዩ። ንሃገሩ ዘፍቅርን ጅግናን ጥራይ እዩ ዝውለድ። ሽለት ከኣ ኣይስኣንንን እዩ። ግዳ ዝጠቅም ቁጽሪ ኣይኮነን” በለና፡ ስዉእ ሜ/ጀ ገብረእግዚኣብሄር ዓንደማርያም( ወዲ ኢታይ)
2.1 #Eritrea ኣስመራ- ቀሓውታ 2002 ነበረ፡ ኣባላት መጽሔት ተዓጠቕ ምስ ዉጩ ንሳልስቲ ዝቐጸለ ቃል መሕትት ኣካየድና።ካብ ማእከላይ ቤት ጽሕፈት ህግደፍ፡ ጋዜጠኛታት ኣስመሮም ሃብተማርያም፡ ሳሙኤል ኣልመደን ስዉእ ገብረመድህን ገብሩ ተደሪቦሙና።
2.2 #Eritrea "ጅግንነት እንታይ ማለት እዩ? መን እዩ ጅግና ዝብሃል? መንፈስ ጅግንነት ብኸመይ ይድለብ” ንዝብላ ሕቶታት ክምልስ ዓይኑ ዘይጠቐሰ ስዉእ ሜ/ጀ ገብረእግዚኣብሄር ዓንደማርያም(ወዲ ኢታይ) “ጅግና፡ በዓል መትከል፡ ኣብ ዕላምኡ ዝወድቕ...
Read 6 tweets
May 13, 2022
1 #Eritrea ካብ መዘክር ጽሑፍ ኣብ ቅንያት ናጽነት
“ኣብ ኤርትራ ድሕሪ እቲ ኣደናቒ ታሪኽ ካልእ ካብኡ ዝበልጽ ታሪኽ ኢኻ ትረክብ።” ቅድሚ 20 ዓመት- ሳዋ፡ ግንቦት 2002፡ኣዛዚ ማእከል ስልጠናን ማእከላይ ግንባርን፡ ሜጀር ጀነራል ተኽላይ ሃብተስላሰ፡
2 #Eritrea ካብ መዘክር ጽሑፍ ኣብ ቅንያት ናጽነት
ድሕሪ ፍሉይ ሕታም ተዓጠቕ ( ንኡስ መጽሓፍ ብሩራዊ እዮብየሉ ሓርነት ናቕፋ) ዝሃበና ኣተባባዕን መርሓ ሓሳብን።
3 #Eritrea ካብ መዘክር ጽሑፍ ኣብ ቅንያት ናጽነት
ኣብታ መጽሔት ሰፊሕ ቓል መሕትት ምስ ብር/ጀ ኣብርሃ ካሳ፡ ኮ/ል ጋይም ተስፋሚካኤል፡ ኣማሓዳሪ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ወ/ሮ ኣስመረት ኣብርሃን ካልኦት ዘጠቓለለ ሕብራዊ ቅዲ ኣዘናትዋ ነበራ።
Read 5 tweets

Did Thread Reader help you today?

Support us! We are indie developers!


This site is made by just two indie developers on a laptop doing marketing, support and development! Read more about the story.

Become a Premium Member ($3/month or $30/year) and get exclusive features!

Become Premium

Don't want to be a Premium member but still want to support us?

Make a small donation by buying us coffee ($5) or help with server cost ($10)

Donate via Paypal

Or Donate anonymously using crypto!

Ethereum

0xfe58350B80634f60Fa6Dc149a72b4DFbc17D341E copy

Bitcoin

3ATGMxNzCUFzxpMCHL5sWSt4DVtS8UqXpi copy

Thank you for your support!

Follow Us on Twitter!

:(